ብዛዕባ እዚ ጸጋ
ደራሲ፡ ፕሮግራም መንሽሮ ዞባ ዋተርሉ-ዌሊንግተን
ዝተኸለሰ፡ ጥሪ 2020
መንሽሮ ሽኮርያ፡ መርመራኻ ምርዳእ
ገና መንሽሮ ሽኮርያ ከም ዘለካ ተረጋጊጹ፡ ቀጺሉ እንታይ እዩ?
ኣሰራርሓ መግቢን ምኽርታት ኣመጋግባን ንመንሽሮ ሽኮርያ ዘለዎም ሰባት
ነዚ ጸጋ ንሓበሬታኻ ጥራይ ተጠቐመሉ። ካብ ሓኪምካ ወይ ካልኦት ሰብ ሞያ ክንክን ጥዕና ዝመጽእ ሕክምናዊ ምኽሪ ዝትክእ ኣይኮነን።
ኢመይል ፡ cancerpatiented@ wrhn .ca
መርበብ ሓበሬታ ፡ www.cancerwaterloowellington.ca