ብዛዕባ እዚ ጸጋ
ደራሲ፡ ፕሮግራም መንሽሮ ዞባ ዋተርሉ-ዌሊንግተን
ዝተኸለሰ፡ ጥሪ 2020
እዚ ክኸውን የብሉን: መንሽሮ ዘለዎም መንእሰያት ኣባጽሕ
(ኣነ ካትዝ፡ 2014)
መንሽሮ ፕላኔት፡ እቲ ብተደጋጋሚ ዝገርም ግን ከኣ ኩሉ ግዜ መሃሪ ዝኾነ ተመኩሮታትን ሓሳባትን ናይ ብጾትካ ተወለድቲ
(ሃይዲ ሹልትዝ ኣዳምስን ክሪስቶፈር ሹልትዝን፡ 2010)
ነዚ ጸጋ ንሓበሬታኻ ጥራይ ተጠቐመሉ። ካብ ሓኪምካ ወይ ካልኦት ሰብ ሞያ ክንክን ጥዕና ዝመጽእ ሕክምናዊ ምኽሪ ዝትክእ ኣይኮነን።
ኢመይል ፡ cancerpatiented@ wrhn .ca
መርበብ ሓበሬታ ፡ www.cancerwaterloowellington.ca