ናብ ቀንዲ ትሕዝቶ ዘልል

ምስ መንሽሮ እናነበርካ ክድግፉኻ ኣብዚ ዘለዉ ብፍሉይ ዝሰልጠኑ ወሃብቲ ክንክን ጥዕና ዝሓቖፈ ጉጅለ።

ትኹረት ደጋፊ ክንክን ነቲ ተመኩሮ መንሽሮ ንምምሕዳር ንምሕጋዝ እዩ።

እዚ ዝኾነ ይኹን ስክፍታታትኩም ምስ፤

  • ጥዕና ኣእምሮ
  • ሃይማኖታዊ ወይ መንፈሳዊ ደገፍ
  • ፅሬት ህይወት
  • መግብን/ወይ ምብላዕን ምስታይን።

እዚ ጉጅለ ሰራሕተኛታት ክንክን ጥዕና ሳይኮሶሻል ኦንኮሎጂ (PSO) team ዝበሃል ጉጅለ እውን ክትዕዘቡ ትኽእሉ ኢኹም። እዞም ዝስዕቡ ገጻት ብዛዕባ እዞም ሰራሕተኛታት ክንክን ጥዕና ክህቡኹም ዝኽእሉ ደገፍ ሓበሬታ ኣለዎም። WRHN ማእከል መንሽሮ።

ንኣባላት ጉጅለ ደጋፊ ክንክን ብኸመይ ትረኽቦም? 

ካብዞም ኣገልግሎታት ዝኾነ ንዓኻ ዝምጥን እንተመሲሉካ ንሓኪም ኦንኮሎጂካ ወይ ነርስካ ሪፈራል ሕተቶ።