ብዛዕባ እዚ ጸጋ
ጸሓፊ፥ Grand River Hospital
ዝተመሓየሸ፡ ግንቦት 2021
ምድንዛዝ፡ ድኻም ወይ ምቕላል እንተተሰሚዑካ ናብ ሓደ ካብ ሰራሕተኛታትና ደውል - ንበይንኻ ኣይትተንስእ።

ነዚ ጸጋ ንሓበሬታኻ ጥራይ ተጠቐመሉ። ካብ ሓኪምካ ወይ ካልኦት ሰብ ሞያ ክንክን ጥዕና ዝመጽእ ሕክምናዊ ምኽሪ ዝትክእ ኣይኮነን።
ኢመይል ፡ cancerpatiented@ wrhn .ca
መርበብ ሓበሬታ ፡ www.cancerwaterloowellington.ca