ብዛዕባ እዚ ጸጋ
ደራሲ፡ ፕሮግራም መንሽሮ ዞባ ዋተርሉ-ዌሊንግተን
ዝተኸለሰ፡ መጋቢት 2021
ፒኢኤም#: ፒኢኤም6221
ጨረርታ ፍወሳ ንዋህዮታት መንሽሮ ይቐትሎምን ናብ ካልእ ከባቢታት ኣካላትካ ከይዝርጋሕ ይዓግቶምን። ኣካላትካ ብጨረርታ ኣብ ዝሕከመሉ ጎናዊ ሳዕቤናት ክህልወካ ይኽእል እዩ።
ጨረርታ ፍወሳ ንመትሎኻ ኣብ ሽንቲ ምዕጉርትኻ ጎናዊ ሳዕቤናት ከስዕብ ይኽእል። ምሉእ ሽንቲ ምፍሳስ (ክትሽነን ከም ዘለካ ኮይኑ ዝስምዓካ) ነዞም ጎናዊ ሳዕቤናት ንምንካይ ይሕግዝ።
ንሲቲ ስካን ክትዳሎ ቅድሚ ሓደ ሰዓት ናይ ሲቲ ስሚዩሽን ውጥን ቆጸራኻ ክትመጽእ ተሓቲትካ ኣለኻ።
ሽንቲ ምዕጉርትኻ ዝመልአ ኮይኑ እንተዘይተሰሚዑካ (ሽንቲ ክትሽነን ኣየድልየካን እዩ) .
1 ሰዓት ቅድሚ àgo ናብ ሽቓቕ
ዝቕጽል 30 ደቓይቕ à ማይካ ስተ
ክሳብ ድሕሪ ሕክምናኻ ናብ ሽቓቕ ኣይትኺድ
ነዚ ጸጋ ንሓበሬታኻ ጥራይ ተጠቐመሉ። ካብ ሓኪምካ ወይ ካልኦት ሰብ ሞያ ክንክን ጥዕና ዝመጽእ ሕክምናዊ ምኽሪ ዝትክእ ኣይኮነን።
ኢመይል ፡ cancerpatiented@ wrhn .ca
መርበብ ሓበሬታ ፡ www.cancerwaterloowellington.ca