ብዛዕባ እዚ ጸጋ
ደራሲ፡ ፕሮግራም መንሽሮ ዞባ ዋተርሉ-ዌሊንግተን
ዝተኸለሰ፡ ሰነ 2019
ሲትዝ ባጥ ኣብ ከባቢ መሃንቱስ ከጋጥመካ ዝኽእል ዘይምቾት ንምንካይን ድሕሪ ሽንቲን ምፍሳስ መዓንጣን እቲ ከባቢ ጽሩይ ንኽኸውን ዝሕግዝ ሓጋዚ መገዲ እዩ።
ነዚ ጸጋ ንሓበሬታኻ ጥራይ ተጠቐመሉ። ካብ ሓኪምካ ወይ ካልኦት ሰብ ሞያ ክንክን ጥዕና ዝመጽእ ሕክምናዊ ምኽሪ ዝትክእ ኣይኮነን።
ኢመይል ፡ cancerpatiented@ wrhn .ca
መርበብ ሓበሬታ ፡ www.cancerwaterloowellington.ca